• Tributes pour in for Diogo Jota: 'He was what we'd all like to be' - ሃንደበታዊ ሞት ኣጥቃዓይ ሊቨርፑል ዲየጎ ዦታን ሓዉን ኣብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ስንባደን ሓዘንን ፈጢሩ፣
    Jul 5 2025
    Tributes are pouring in for Liverpool's forward star, Diogo Jota, who died in a car crash in Spain with his brother. The 28-year-old Portuguese player's death has left the football world in a state of shock. He got married just ten days before his death, and shortly before that, he helped his Liverpool club win the Premier League. - ኮኾብ ኣጥቃዓይ ጋንታ ሊቨርፑል ፖርቱጋላዊ ዲየጎ ዦታ ምስ ሓው፣ ኣብ ስፐይን፣ ሓደጋ መኪና ኣጋጢምዎም ድሕሪ ምማቶም ናይ ሓዘን መልእኽታት ይውሕዙ'ለዉ። ሞት'ዚ ወዲ 28 ዓመት ዲየጎ ንኩዕሶ እግሪ ዓለም ኣብ ስንባደ ከምዝኣቱ ገይሩዎ'ሎ። ቅድሚ 10 መዓልታት'ዩ ተመርዕዩ፡ ቅድሚኡ ድማ ሊቨርፑል ፕሪምየርሊግ ክትዕወት ሓጊዙ።
    Show more Show less
    8 mins
  • Child sex charges prompt urgent safety review in Victoria - ድሕነት ህጻናት ዘይሕልዋ መዋእለ ህጻናት መንግስቲ ምወላ ገንዘበን ከቋርጾ ይብል
    Jul 4 2025
    The federal government says it will be seeking new powers to strip childcare centres of funding if they don't meet safety standards. It follows revelations Victorian police have arrested a childcare worker and laid 70 charges relating to alleged sex offences. Victoria is also bringing in a number of its own reforms, and fast-tracking the already planned federal ban on mobile phones in centres. - ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ማእከላት መእለዪ ወይ መውዓሊ ህጻናት መለክዒታት ድሕነት እንተዘየማሊኤን ዝምወልኦ ገንዘብ ንኽምንጥለን ዘኽእሎ ሓድሽ ሕጊ የናዲ ኣለኹ ይብል። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፖሊስ ቪክቶርያ ንሓደ ሰራሕተኛ መዋእለ ህጻናት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወን ምስ ተፈጺሞም ዝተባህሉ ጾታዊ ገበናት ዝተኣሳሰሩ 70 ክስታት ኣቕሪቡ’ሎ ተባሂሉ ድሕሪ ምቅልሑን’ዩ። ግዝኣት ቪክቶርያ ብተወሳኺ ብዙሓት ምትዕርራያት (ክለሳታት) ሕጊ ከገብር ምዃኑን እቲ ኣቐዲሙ ተመዲቡ ዝነበረ ፈደራላዊ እገዳ ኣብ ልዕሊ ምጥቃም ተንቀሳቓሲ ወይ ሞባይል ቴሌፎናት ኣብ’ቶም ማእከላትን የቀላጥፎ’ሎ።
    Show more Show less
    7 mins
  • ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምል 2025)
    Jul 3 2025
    ን ሎሚ 3 ሓምለ 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ል ኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ ቤትጽሕፈቱ ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ" ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ ወቕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት ከም ዝኣሰረ ኣሚኑ። ኣብ ሶማልያ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሒዛ ዝነበረት ናይ ኡጋንዳ ሄሊኮፕተር ኣብ ሞቓድሾ ተሓምሺሻ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ምስ ህጻናት ዝሰርሑ ንምጽራይ ዝግበር እዋናዊ መስርሕ ክለሳ ይግበር ኣሎ ፡ ** ሓማስ ነቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ 'ናይ መወዳእታ "ዝበሎ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ይምርምሮ ከም ዘሎ ገለጸ ። ** ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን
    Show more Show less
    52 mins
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምለ 2025)
    Jul 3 2025
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ምስ ህጻናት ዝሰርሑ ንምጽራይ ዝግበር እዋናዊ መስርሕ ክለሳ ይግበር ኣሎ ፡ ** ሓማስ ነቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ 'ናይ መወዳእታ "ዝበሎ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ይምርምሮ ከም ዘሎ ገለጸ ። ** ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን ግን ብፒኤስጂ ተሳዒሮም ተገሊፎም፣
    Show more Show less
    8 mins
  • ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ።
    Jul 3 2025
    ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ ቤትጽሕፈቱ ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ" ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ ወቕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት ከም ዝኣሰረ ኣሚኑ። ኣብ ሶማልያ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሒዛ ዝነበረት ናይ ኡጋንዳ ሄሊኮፕተር ኣብ ሞቓድሾ ተሓምሺሻ።
    Show more Show less
    11 mins
  • How is alcohol regulated and consumed in Australia? - ኣልኮላዊ መስተን ኣገባቡን ኣብ ኣውስትራልያ እንታይ ይመስል፧
    Jul 2 2025
    In Australia, alcohol is often portrayed as part of social life—especially at BBQs, sporting events, and public holidays. Customs like BYO, where you bring your own drinks to gatherings, and 'shouting' rounds at the pub are part of the culture. However, because of the health risks associated with alcohol, there are regulations in place. It’s also important to understand the laws around the legal drinking age, where you can buy or consume alcohol, and how these rules vary across states and territories. - ኣውስትራልያውያን ኣብ ‘መስተ ዓበይቲ’ ምዃኖም ሰሚዕኩም ትኾኑ-ብፍላይ ድማ ኣብ ግዜ ዓበይቲ ስፖርታዊ ንጥፈታት ወይ ህዝባውያን በዓላት። እንተኾነ ግን እዚ ገለ ክፋል ናይ’ቲ ዛንታ ጥራይ’ዩ። ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ምዝራብ ማለት ኣብ ኣውስትራልያ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ውልቀሰባትን ስድራቤታትን ከምጽኦ ዝኽእል ከቢድ ማህሰይቲ ምምልካት’ውን ማለት’ዩ። እዚ ድማ ሕልኽላኽ ዝኾኑ ንኣኮላዊ መስተ ዝቆጻጸሩ ሕግታት - ካብ ከመይ ይሽየጥን ይዕደልን ክሳብ ኣበይን መዓስን ክሃልኽ ወይ ክስተ ይከኣልን ምርዳእ የካትት። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶ ባህሊ ምስታይ ኣውስትራልያን እቶም ንዕኡ ዝቐርጽዎ ሕግታትን መምርሒታትን ክንምልከት ኢና።
    Show more Show less
    13 mins