ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምለ 2025) Podcast By  cover art

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምለ 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሓምለ 2025)

Listen for free

View show details

About this listen

ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዛዕባ ምስ ህጻናት ዝሰርሑ ንምጽራይ ዝግበር እዋናዊ መስርሕ ክለሳ ይግበር ኣሎ ፡ ** ሓማስ ነቲ ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ 'ናይ መወዳእታ "ዝበሎ ዝቐረበ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ይምርምሮ ከም ዘሎ ገለጸ ። ** ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክለባት ቸልሲ ናብ ዝቕጽል ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ክትሓልፍ’ንከላ ሊዮነል መሲን ጋንትኡ ኢንተር ማያሚን ግን ብፒኤስጂ ተሳዒሮም ተገሊፎም፣
No reviews yet