ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ። Podcast By  cover art

ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ።

ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ።

Listen for free

View show details

About this listen

ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ፈላማይ ዕዉት ክፋል ንቕለ-ኩላሊት ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ኤርትራ ወተሃደራዊ ስራሓት ዳግም ትሃንጽን ንጎረባብታ ትህወኽን ኣላ ንዝብል ክሲ ሚንስተር ዜና ኤርትራ ምላሽ ሂቡ። ውድብ መግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝነበረ ቤትጽሕፈቱ ከምዝዓጸወ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ "መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ" ይፍጸም ከምዘሎ ኣብ ዝንገረሉ ዘሎ ወቕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5 ሺሕ ሰባት ከም ዝኣሰረ ኣሚኑ። ኣብ ሶማልያ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሒዛ ዝነበረት ናይ ኡጋንዳ ሄሊኮፕተር ኣብ ሞቓድሾ ተሓምሺሻ።
No reviews yet